Azebhailu

Azebhailu

Share

A.h

TikTok ¡ Mere 18/07/2026

TikTok ¡ Mere

18/07/2026
18/04/2026

With Nigus Brhanu Tpf – I just got recognized as one of their top fans!

18/04/2026

👉 ኣብ ከተማ ገርሁስርናይ ምሸት ሰዓት 1:30 ዝኸዉን ንእሽተን ናይ ገዛ መኪና ሒዞም ዝመፁ ዓበይቲ ብስርቂ ዝጥርጠሩ ሰባት ምስ እግዝቢቶምን መኪነኦምን ኣብ ቁፅፅር ዉዒሎም እቶም ተጠርጠርቲ
1ይ ,ኣፅብሃ ኪዳኑ ተኣምራት ኣድራሻ ዓድግራት ቀበሌ 01 ብተደጋጋሚ ኣብ ዓድግራት ልዕሊ 50 ተመሳሳሊ መፋትሕ ሒዙ ገዛዉቲ ዝሰርቅ ዝነበረ ብተደጋጋሚ ዝተሓዝ ዝነበረ ኮይኑ ሐዚ ድማ ታሴርኡ ብመቀለክ/ከተማ ሓድነት ዝብል እዩ ሒዙ ተረኺቡ ኣብ ጅብኡ ድማ 5ተ ማስተር ኪ ቁልፊ ተረኺብዎ::
2ይ ,ተጠርጣሪ ሃፍቶም ግደይ ሓጎስ ኣ/ድ መቀለ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቀበሌ 11ቀጠና 3ተ
3ይ,ሄኖክ ሙሉ ገ/ሚካኤል ኣ/ድ ዞባ ምብራቅ ወረዳ ብዘት ጣብያ ስምረት
4ይ ,ኣባይ ኣብርሃም ገ/ፃድቅ ኣድራሻ መቀለ ክ/ከተማ ሓድነት ቀበሌ ዲያስፓራ ሰፈር ቀጠና 03 ዝኾኑ እዚ መንነት ታሲራ ዝተጭበርበረ ከም ዝኾነ የጠራጥር ኮይኑ ኣብ ዉሽጢ መኪና ዝተረኸበ ድማ 3ተ መሰርሰሪ ገዛ ተንዲኖ እዩ ስለዚ ብፈቶ ግራፎም ኣቢልካ መንነቶም ምርግጋፅ ከድሊ እዩ 1ይ ተጠርጣሪ ኣብ ዓድግራት ብከቢድ ስርቂ 8ተ ዓመት ፍርደኛ ምኻኑ ብምግላፅ እቶም ተጠርጠርቲ ምስ እግዝቢቶም ኣዉዒልናዮም ኣለና ክብል ፖሊስ ወረዳ እገላ ኣፍሊጡ።

Want your business to be the top-listed Beauty Salon in Adigrat?
Click here to claim your Sponsored Listing.

Category

Telephone

Website

Address


Agame
Adigrat
0101